ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ንምምሕዳር ዕድጊት ንብረትን ሓይሊ ሰብን ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት…