ንቀዳማይ ሚኒስትርን ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ደቡብ ተኻይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሓዊሱ ንቀዳማይ ሚኒስትርን ሃገራዊ ለውጢን ዝድግፉ ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ደቡብ ተኻይዶም።
ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ኣብ ዞባ ጋሞ ከተማ ኣርባምንጭን ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሆሳዕናን ሃገራዊ ለውጢን ቀዳማይ…