ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝፈፀሞም ተግባራትን ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብን ብዝምከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ጃኦ ጎሜስ ክራቪኖ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጂኦ ፖለቲካ፣ ድሕንነት ባሕሪ፣ ስደትን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ብኢንተርኔት ከምዝተኻየደ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ለውጢን ሃገራዊ ምርጫን ትድግፍ ኢያ-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ለውጢን ሃገራዊ ምርጫን ከምእትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ አንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃሚ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 50 መራኸብቲ ራዲዮ ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)<span;>እኒ ሜጀር ጄኔራል ገ/መድህን ፍቃዴ ንብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 30 ክሳብ 40 ነፀለላ ራዲዮታትን 50 ኣብ ዝባን ዝተሓዙ መራኸብቲ ራዲዮታትን ንፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ከምዝሃቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን<span;> ኣይተ ተመሰገን ጥሩነህ፥ እቶም ተመረቕቲ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ንክኾና ሸይመነአን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘዉዴ ንኣምባሳደር ወይንሸት ታደሰ ፍልይቲ መልእኽተኛን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ንክኾና ሸይመነአን። እተን ፕሬዚዳንት ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 ኢየን እቲ ሽመት ሂበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም። ተወከልቲ እቲ ክልል ካብ ነበርቲ ዝተኣከበ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተረኺቦም ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣረኪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ነብያት ንኣፍሪካፖል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጄሪያ ኣምባሳደር ነብያት ተቐማጥነቱ ኣብ ኣልጄሪያ ንዝገበረ ኣፍሪካፖል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም። እቲ መብሪሂ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ልምዓት ኢኖቬሽን፣ ቴክኖሎጂን ኢነርጂን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ልምዓት ኢኖቬሽን፣ ቴክኖሎጂን ኢነርጂን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ኣቦ መንበር ማሕበር ኢንቨስተራትን መሃዝቲ ስራሕን ልምዓት ኢኮኖሚ ወፃኢ ሩሲያ ማረክ ሩስላን ገሊፆም። በቶም ኣቦ መንበር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ…
ስፓርት ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 11 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ጅማ ኣባጅፋርን ባህርዳር ከተማን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ተመስገን ደረሰ ዘመዝገበን እንትኸውን፥ ፍፁም ኣለሙን ምንይሉ ወንድሙን…