ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 293 ኢትጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)293 ኢትጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ትማሊ 18 ጥሪ 2013 ዓ.ም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት፥ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ ምዃኖም ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ተወካሊ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ… Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ክልል ትግራይ እናተገበረ ብዛዕባ ዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ መተሓባበሪት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብቲ ክልል ግጋሎት መገዲ፣…
ኮሮናቫይረስ ተወሰኽቲ 437 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 549 ሰባት ድማ ሒሹዎም Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 342 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 437 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 134 ሺሕን 569 ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ብኹለ መዳይ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዓውዲ ትራንስፖርት ብቐዳምነት ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ከተማ ጎዴይ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚረድ ለይሊ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ምስቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብምዃን ሚኒሰስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌን ዋና መካየዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜጀር ጄነራል መሓመድ ኒሻን ሓዊሱ ኣርባዕተ ጦር መኮንናት ብኣመራርሓታት ጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ተገዲዶም ምልሻታት ይውድቡ ከምዝነበሩ ንቤት ፍርዲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄነራል መሓመድ ኒሻን ሓዊሱ ኣርባዕተ ጦር መኮንናት ብኣመራርሓታት ጉጅለ ፀረ ሰላም ህወሓት ተገዲዶም ምልሻታት ይውድቡ ከምዝነበሩ ንቤት ፍርዲ ገሊፆም። እቶም ተጠርጠርቲ ጦር መኮንናት እዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀ/ሚ ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጁሴፔ ኮንቴ ስልጣኖም ለቒቖም። ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሓዙሉ መገዲ ብዝምልከት ወቐሳ እናቐረበሎም ዝፀንሑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ መልቀቒ ደብዳበኦም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣቕሪቦም ተቐባልነት ረኺቡ። ኣብ ጣሊያን ብምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 21 ሺሕን 695 ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲን ልዕሊ 13 ሚሊየን ካሬ ሜትሮ መሬትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ከምዝተትሓዙ ምርግጋፁ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ወረራ መሬትን ወናኒ ኣልቦ ህንፃታትን ከምኡ እውን ምስ ኮንዶሙኒየምን ገዛውቲ ቀበሌን ብዝተገበረ ምፅራይ ዝተረኸበ ውፅኢት ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። በመግለጫቸውም በአጠቃላይ በከተማችን 13…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ መዋሰንቲ ክልላት ሓበራዊ ትልሚ ምዓትን ሰላምን ስምምዓት ምግባሮም ንሃገራዊ ዕቤት ወሰንቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጣዊን ምምሕዳራዊን ወሰን ክልላት ሓበራዊ ትልሚ ምዓትን ሰላምን ስምምዓት ምግባሮም ዘተኣማምን ሃገራዊ ዕቤት ንምምፃእ ዘለዎ ፅዕንቶ ዕዙዝ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣመራርሓታት ክልል ሱማሌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ላሊበላ ንኽልተ መዓልቲ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተዛዚሙ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ስትራቴጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መርጋ ግብሪ ሪፎርም ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን…