ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ስነ-ስርዓት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ስነ-ስርዓት ምምስራት ክልል ሃዋሳ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…