ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ተወዲቦም ገበን ክትራንን ቅትለትን እንትፍፅሙ ዝነበሩ 53 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ተወዲቦም ገበን ክትራንን ቅትለትን እንትፍፅሙ ዝነበሩ 53 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
እቶም ተጠርጠርቲ ጉጅለ ክትትል ብምጥያሽ ብዝተገበረ ልዑል ክትትል…