Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ጉያ ለንደን ማራቶን ኢትዮጵያዊ ቶላ ቂጣታ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ዝተዛዘመ ውድድር ጉያ ለንደን ማራቶን ኢትዮጵያዊ ሹራ ቅጣታ ተዓዊቱ። ሹራ ቅጣታ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 41 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ኢዩ ውድድሩ ዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ኬንያዊ ቪንሰንት ኪምቾምባ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 42…

ዩኒቨርስቲ መቐለ ን8 ምሁራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ንሸሞንተ ምሁራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ምሃቡ ኣፍሊጡ። ቦርድ እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ንሸሞንተ ምሁራን መዓርግ ፕሮፌሰርነት ኣፅዲቑ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ዶክተር ኣፈወርቅ ሙሉጌታ፣ ዶክተር ኢብራሂም ፍትዊ፣ ዶክተር ክንፈ…

ዶክተር ኢ/ር ስለሺ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሽ በቀለ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ከቬራ ሶንግዌ ብምዃን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ሚኒስትርን ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን…

መምህራን ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መምህራን ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀዊዑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ፅዕንቶ ኮቪድ19 ብምፅዋር ኣቢያተ ትምህርቲ ዳግም ንምኽፋት ዘኽእሉ ስራሕቲ ቅድመ ምድላዋት እናሰርሐ…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን የሆራን ኣርሰዴን ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን የሆራን ኣርሰዴን ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ እቲ በዓል ብሰላም ተጀሚሩ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ…

በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ኣርሰዴ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ኣካል ስርዓት ገዳ ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆራ ኣርሰዴ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ስርዓት ገዳ መሰረት ብምግባር ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ። በዓል ኢሬቻ፥ በዓል ምስጋና፣ ፍቕሪ፣ ሰላምን ይቅርታን ኢዩ። ስለዝኾነ…

ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ናብ ጁባ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ) ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ናብ ጁባ ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ምንባር ስምምዕነት ክታም ሰላም ሽግግር መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይሊታትን ንምስታፍ ኢዮም ናብ ጁባ…

ማልት 5 ሚሊየን ብር ዝዋገኡ መመርመርይ ተስትኪታት ኮቪድ-19 ንቢሮ ጥዕና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 5 ሚሊየን ብር ዝዋገኡ መመርመርይ ተስትኪታት ኮቪድ-19 ንቢሮ ጥዕና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብመልክዕ ድጋፍ ኣበርኪ። ብብርኪ ክልል ቐረብ መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ሕፅረት ከም ዘሎ ዝፍለጥ…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣባገዳታት፣ ኣዳ ስንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኢዩ እቲ…

ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ፅባሕ ክምረቕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ራያ ጨርጨር ብልዕሊ 17 ነጥቢ 8 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃንፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፅባሕ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም ንጉሆ ከምዝምረቕ ቤት ፅሕፈት ምግባረ-ሰናይ ትእምት ኣፍሊጣ። እቲ ቤት ትምህርቲ…