ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 6 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ።
ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ኣብ ዝርከቡ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ይከፋፈል ከምዘሎ ድማ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
ብተመሳሳሊ እቲ ደገፍ ኣብ…