ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ቤት ጓል ኣይተ ሴኩቱሬ ኣብነት ሃይሽዋ ብፖሊስ ፌዴራል ብዋሕስ ንኽፍታሕ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ቤት ጓል ኣይተ ሴኩቱሬ ኣብነት ሃይሽዋ ብፖሊስ ፌዴራል ብዋሕስ ንኽፍታሕ ተገይሩ። እቲ ውለቀ ሰብ፥ ምስ ሓይሊ ፀረ ሰላም ጉጅለ ህወሓት ርክብ ኣለዎ ብዝብል ተጠርጢሩ ምርመራ እናተገበረሉ ምፅንሑ ይፍለጥ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ተጠርጣሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 6ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ህይወቶም ዝሰኣኑ፣ ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ፀሎት ህሊና ብምግባር ኢዩ ተጀሚሩ ዘሎ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ብመስዋእትኻ ሓብሒብኻ ኣብ ለፅናሕኻያ ሃገር ተኸቢርኻ ማሕበራዊ ፍትሕይ ዴሞክራሲይ ክትቋደስ ብሓዱሽ መንፈስይ ወነይ ልቐፃሊ ለውጢ ክትላዓል… Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ዝተኸበርኻ ህዝቢ ትግራይ፤ ዝተኸበርኻ መንእሰይ ትግራይ! እንሆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኣብ ዘሳልጦም ትልሚ ተግባራት ኣድሂቡ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ብሓባር ኮይኖም ኣብ ዘሳልጦም ትልሚ ተግባራት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ሰላማዊ ዝኾነ ሲቪል ሰራሕተኛ ብምህናፅ ንሕብረተሰበብ ከገልግል ዝኽእልን ዜጋታቱ ናይ ምህናፅ ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ስሩዕ ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ከምኡ እውን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፍትሒ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ዝረኣዩ ማሕለኻታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት እቲ ክልል ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፍትሒ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ 13 ዞባታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስኮሮና ብዝምልከት ሓዲሽን ተሪርን ስጉምቲ ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎዛ ብሰንኪ እቲ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ቅልጡፍ ምልባዕ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተሪር እገዳታት ዕፅዋ ኣዊጁ። ብመሰረት እቲ ሓዲሽ ሕጊ ኣብ ውሽጢ ገዛ ይኹን ካብ ገዛ ወፃኢ ምትእኽኻብ ኩልኩል እንትኸውን፥ ካብ ሰዓት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 281 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 171 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 281 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን…
ስፓርት ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 4ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዋሳ ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሰበታ ከተማ ተራኺባ 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እተን ሸቶታት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ መድረኽ ዘተ ዳያስፖራ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣባላት ዳያስፖራ፣ ኣመራርሓታት ኮሙዩኒቲን ዝተፈላለዩ ውዳበታትን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ኣካላት ሚዲያን ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽዘተ ኣካይዱ። ኣብ ዳያስፖራ ዝተፈጠረ ስምዒት…