Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ትሕዝቶ ግልጋሎታት መገዲን ወደብን ከምኡ እውን ጣቢያታት መዕረፊ መኪናን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ትሕዝቶ ግልጋሎታት መገዲን ወደብን ከምኡ እውን ጣቢያታት መዕረፊ መኪናን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣበው ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ወደባት ጅቡቲ ኣቡበከር…

ቦርድ መረፃ ከማልኡ ዝግበኦም መለክዒታት ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 13 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ብመሰረት ዘውፀኦ መግለፂ ከማልኡዎም ካብ ዝግበኡ መለክዒታት ካብ ሞንጎ ዝተሓተቱ ፓርቲታት ፖለቲካ እቶም ኣርባዕተ ዘማልኡ እንትኾኑ ነቲ መለክዒ ዘየማልኡ ክልተ ፓርቲታት ፖለቲካ ከምዝሰረዘ…

መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ወሰንቲ ሸቶታት ገይሩ ምቕማጡ ፍሉይ ከምዝገብሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፤ ልምዓት ዘላቒ ሰላም…

ኣብ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ባንኪ ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተቛሪፁ ዝነበረ ግልጋሎት ባንኪ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ኣፍሊጦም። ግዚያዊ…

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ተረኪቡ

ኣዲስ አበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕቲ ምኽባር ፀፅታ ዞባ መተከል ከምዝተረከበ ሌፍተናል ጀነራል ኣስራት ዴኔሮ ኣፍሊጦም። በቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተጣየሸን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ዝተኻተቱሉ…

ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ፤ 80 ሚኢታዊ ተምሃሮ ድማ ናብ ዝቕፅል ክፍሊ ሓለፎም – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ ከምዝኾነ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንክልላዊ ፈተና ካብ ሞንጎ ዝተቐመጡ ተምሃሮ 80 ሚኢታዊ ናብ 9ይ ክፍሊ ዝሓለፉ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ እውን እቲ ቢሮ ገሊፁ፡፡…

ልዕሊ 32 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሽፋን መድሕን ጥዕና ኮይኖም -ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 32 ሚሊየን ዜጋታት ተጠቀምቲ ሽፋን መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ሚኒስትር ትዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ክልል ኣምሓራ ወፍሪ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮናን ምርግጋፅ ተበፃሕነት መድሕን ጥዕናን ኣመልኪቱ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ…

ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ካንግ ሲኦኪ ተዛቲየን። ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሰብ ካፍቲ ደቡብ ኮሪያ ክፀንሑ ዝኽእሉሉ ኣግባብ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ እተን ኮሚሽነር ኣብ ትዊተር ገፀን ኣፍሊጠን፡፡…

ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንን በዓልቲ ቤቶምን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ሓገዝ ሕክምናን ገንዘብን ይገብሩ ከምዝነበሩ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ኣግኣዚ ስዩምን በዓልቲ ቤቶም ፈለገ ህይትን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ብሕቡእ ሕክምና ክረኽቡን ብገንዘብ ይሕግዙዎም ከምዝነበሩን መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። እዚ ዝበለ መርማሪ ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር…