ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን።
እተን ሚኒስትር ብኤሌክትሮኒክስ ዝተሓገዘ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ መዝገብ ጥዕና…