ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ርሑስ በዓል ልደት ይኹነልኩም ክብሉ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…