Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ። ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሎሚ ዘበን ናይ ዝካየድ ሃገራዊ…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፤ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ ዋና አፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር  ዶክተር ሙሉ ነጋ፣ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶክተር አብርሃም በላይ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩምን…

42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ምስ ግሎባል ኣሊያንስ ዝተብሃለ ብዲያስፖራታት ኢትዮጵያ ዝተጣየሸ ግብረ ሰናት ብምትሕብባር ኢዩ። ተወከልቲ ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ኣብ ዓውዲ ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ንዝተዋፈሩ መሃዝቲ ስራሕ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ደቡብ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ። ንዓመታት ዝተሃነፁ ጣቢያታት ኣብ ውሽጢ…

ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ውሕስና ንክወፅኡ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ዋሕስ ንክወፅኡ ፈቒዱ። ኣብ ትሕቲ ናቶም መዝገብ ዘለዉ ከልተ ተጠርጠርቲ ድማ 30 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…

ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን። ካብቲ ሓገዝ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 18 ሚሊየን ዶላር ናይ ኣሜሪካ እቲ 6 ሚሊየን ዶላር ድማ ናይ ስዊድን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣሜሪካ ዝገበረቶ ደገፍ፥ ኣብ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ። እቲ ቦርድ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ስቪክ ማሕበራት፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ከካይዶ ናይ ዝፀንሐ ዘተ ውፅኢቱ ኣብቲ…

ንሰላምን ልምዓትን እንበር ንኦነግ ሽኔ ቦታ ኣይብልናን-ህዝቢ ከተማ ደምቢ ዶሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበርቲ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ኣካላት ፀፅታን ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢ ዶሎ ወፍሪ ምእላሽ ኣባላት ኦነግ ሽኔ ኣካይዶም። እቲ ዳህሳስ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኦነግ ሸኔ ኣብቲ ከባቢ እናፈጠሮ ዝፀንሐ…

ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ፖሎቲካዊ ኣፈላላይ ዝተበተነ ሓዳር 10 ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ህንዲ፡ ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ ሓዳር ክልተ ፖሎቲከኛታት፡ ሰበይቲ ናብ መቐናቐንቲ ሰልፊ ብምጽንባራ ናብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ፡ ኣባል ባይቶ ናይ'ቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዝምራሕ ሰልፊ…