Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ።…

ጋንታ ባየር ሙኒክ ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባየር ሙኒክ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርመንን ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና። ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2019/2020 ትማሊ ምሸት ኣብ ርእሰ ከተማ…

ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ እናተሳለጠ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። ዘፈር መዓድንን ኢነርጂን ዘተኮረ ዘተ ከምዝኾነ እውን እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ከሊፋ ሃፍጣር ብፋይዝ ሳራጅ ዝተፀወዐ ስምምዕነት ተኹሲ ደው ምባል ከምዘይቕበሉ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ዝገበረ ሓይሊ ከሊፋ ሃፍጣር ብቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ፋይዝ ሳራጅ ዝተፀወዐ ስምምዕነት ተኹሲ ደው ምባል ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ንባዕሉ ብሄራዊ ወታደራዊ ሓይሊ ሊቢያ ኢየ ኢሉ ዝፅውዕ ጉጅለ ዝኾኑ ኣሕመድ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 153 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 638 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 16 ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…

ኣብ ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ከምዝዛየደ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ ክሳብ ትማሊ 15 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ 40 ሺሕን 595 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ 3 ሺሕን…

ንሕማም ቫይረስ ኮሮና እንተተቓሊዕና ከጋጥሙና ዝኽእሉ ልቢ ዘይበልናዮም ፀገማት ጥዕና

 ንቫይረስ ኮሮና እንተድኣ ተቃሊዒና ኣብ ሂወትና ኣጋጢምና ዘይፈልጥ ነዳድ ይሰደልና።  ከምቲ ልሙድ ሰዓል ከይመስለና እዝይ ፍልይ ዝበለ እዩ፣ ኣብ ኣፍንጫና ስፖንጅ ዝተወተፈና ብዝመስል መልክዑ ምስትንፋስ ኣይንኽእልን፤  ኣየር ክንመልእ ብሓይሊ ንዉሽጢ ንስሕብ ንሙክር እሞ ምትንፋስ…

ብወታደራዊ ሳይንስን ጥበብ ኣመራርሓን ዝሰልጠኑ ሕፁያት መኮንናት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራዊ ኣካዳሚ ሜጀር ጀነራል ሓየሎም ኣርዓያ ብወታደራዊ ሳይንስን ጥበብ ኣመራርሓን ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ብምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ምክትል ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሀኑ ጁላ፥ ተመረቕቲ መኮንናት ምሕላው ብሄራዊ…

ሰላም ሃገር ብምዕሳል ከይዲ ህንፀት ዴሞክራሲ ሽቱኡ ንኽወቅዕ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዝዓዘዘ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ሃገር ብምዕሳል ከይዲ ህንፀት ዴሞክራሲ ሽቱኡ ንኽወቅዕ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዝዓዘዘ ምዃኑ ተገሊፁ። “ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሰላም ሃገርን ህንፀት ዴሞከራሲን” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ኮንፈረንስ ደቂ ኣንስትዮ ተሳሊጡ።…

ርእሳነ ምምሕዳራት ክልል ኣምሓራን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ቀረባ እዋን ንህንፀት እቲ ግድብ ደገፍ ዝኸውን 33…