ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ብሄራዊ ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ማሕበር ኮሚቴታት ብሄራዊ ኦሎምፒክ ኣፍሪካ(አኖካ) ሙስጠፋ ቤራፍ ተዛቲዮም።
ኮሚቴታት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሪካ(ኣኖካ) ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ኣብ…