ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ መምርሒ ቦርድ መረፃ ዘድሃበ ዘተ ምስ ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣካላት ፀፅታትን ተሳሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ካብ ጎስጓስ መረፃ ጀሚሩ ከይዲ መረፃ፣ ኮቪድ-19 ክስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምንካይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምትኳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብክብሪ ብጡረታ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ እቲ ጁንታ ብምምራሕን ብምውጋእን ዝተሳተፉ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሀን ኢዶም ከምዝሃቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) 8 ሺሕ ዝኸውን ምግቢን ቀረባት ሕክምናን ናብ መቐለን ማይፀብሪን ምልኣኹ ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት፣ ነብሰፁር ዝኾና ኣዶታትን መጥበውቲ ኣንስቲን ዝኸውን 2 ሺሕሕ 700…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም-ዶክተር ሙሉ ነጋ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ሰብኣዊ ሓገዝ ኣይቐርብን ዘሎ” ዝብሉ ኣካላት ትርፊ ፖለቲካ ንምርካብ ሓሲቦም ኢዮም ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ተዛሪቦም። እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ስራሕ እንትጅምር ንዜጋታት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባር ሰናይ ፍቓድ ሓድጊ እዚ ወለዶ ኮይኑ ዘገልግል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ዩኒቨርሲቲ እናሰልጠኑ ምስ ዝርከቡ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛቲየን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ እናሰልጠኑ ኣብ ዝርከቡ 471 ወለንታታት ዑደት ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣገልግሎት ካርጎ ባሕሪ ኣየር ንምጅማር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን በዓል መዚ ናፃ ዞባ ወደብ ጂቡቲን ብሓባር ብምዃን ኣገልግሎት ካርጎ ባሕሪ ኣየር ብምጅማር ዝውውር ሸቐጣት ብምቅልጣፍ ንግዲ ኣህጉር ኣፍሪካ ብዝበለፀ ምስላት ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብፍላይ ካብ ቻይና ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ። ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒ ዴሞክራሲን፥ እቲ ባይቶ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 15 ታሕሳስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሽረ ልዕሊ ብር 3 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም መድሕን ህይወት መድሓኒታት ይጓዓዙ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ብር 3 ሚሊየን 96 ሺሕን 657 ዋጋ ዘለዎም መድሕን ህይወት መድሓኒታት ናብ ሽረ እናጓዓዓዘ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ 12 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ መድሕን ዝኾኑ መድሓኒታት እናጓዓዓዘ ከምዝኾነ እቲ ኤጀንሲ ገሊፁ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ዶባ ብዝተጠናኸረ መገዲ ክትሕሉ እምበር መሬት ኢትዮጵያ ንኽትሕዝ ፍቓድ ዝሃባ የለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ዘይምስምዕማዕ ብሰላማዊ ድርድር ንኽፍታሕ ኢትዮጵያ ሕዚ እውን ድልውቲ ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስትር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ሱዳን ኣብ ዶብ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ኣኼባ ቀዋሚ ልኡኽ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣቲ ኣኼባ “ስነ-ጥበብ፣ ባህሊን ሓድጊን ንደሊያ ኣፍሪካ ንምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተሳለጠ ከምዝርከብ ሓበሬታ እቲ ሕብረት ኣመላኺቱ፡፡ ካብ…