Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 368 ሰባት እንትርከቡ 25 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 776 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 368 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኮሌጅ ኣዘዝትን ስታፍን ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮነናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ኣዘዝትን ስታፍን ምክልኻል ሃገር ንመበል 14 ዙር ብወታደራዊ ኣመራርሓ ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮነናት ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል ኣደም መሓመድ፥ ተመረቕቲ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 88 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተዛተየ እንትኸውን፥ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዓውዲ መራኸብቲ…

ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ከብቅዕ ይኽእል ‘ዩ ክብሉ ዶ/ር ተድሮስ ኣድሓኖም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ክጠፍእ ከም ዝኽእል ተዛሪቦም። ዶ/ር ተድሮስ ትማሊ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1918 ኣጋጢሙ…

መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ መናእሰይ ካብ ኣቦታቶም ብብዙሕ ድኻም ዝተረከብዋ ሃገር ብምሕላው ኣልሚዖም ንቐፃሊ ወለዶ ከተሓላልፍዋ ይግባእ ክብላ ፃውዒት ኣቕሪበን። መዓልቲ መናእሰይ ዓለም፥ ኣብ ኢትዮጵያ “ ተሳትፎ መናእሰይ ንብልፅግና ኢትዮጵያ”…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ። ክኢላ ሓለዋ ዝራእቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሓለፎም ተመስገን ከምዝበልዎ፥ ኣብታ ዞባ ኣብ ወረዳ ወጀራት ጣብያ ፀሓፍቲ፣ ዓዲቀይሕ፣ ገንቲ፣ ሰንዓለን…

ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ- ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ቁማር ካብ ዝፃወት ከይዲ ፖለቲካ ብምውፃእ ቀፃሊ ዕድል ድሕንነት ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ይግባእ ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክሊ ብሄራዊ ምርድዳእ ኣብ ኣዳራሽ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን…

ኣብ ትግራይ ዛጊድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 15 ሚልየን ሄክታር መሬት ብዘራእቲ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘመን ኣዝመራ 2012/2013 ዓ/ም ብብርኪ ክልል 1 ነጥቢ 3 ሚልየን ሄክታር ስፍሓት መሬት ብዝተፈላለዩ ዘራእቲ ንምሽፋን ካብ ዝተታሓዘ ትልሚ እቲ 1 ነጥቢ 15 ሚልየን ሄክታር ከም ዝተወገነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ግድብ ህዳሰ ተምሳሌት ምትሕብባር ኢትዮጵያውያን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክንተሓባበር እንተለና እንታይ ምዕዋት ከምእንኽእል ዘምሃረ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። እቲ ግድብ ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ይሸጋገር ብምህላዉ ዜጋታት ዝገብርዎ ተሳትፎ…