ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ጄፔ ኮፎድ ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ብስልኪ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝውሰድ ዘሎ ምኽባር…