ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝርከብ መሕደሪ ታቦት ሜዳ መቻሬ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝርከብ መሕደሪ ታቦት ሜዳ መቻሬ በዓል ጥምቀት ድሙቕን ፅሩይን ንኽኸውን ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖትን ማሕበረሰብ እቲ ከባቢን ኣብ ዝተረኸቡሉ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ ወፍሪ ፅሬት ዝተረኸቡ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ዝኸድዑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወተሃደራዊ ሕጊ ምድናይ ኣብ ዘኽእል ጉዳይ ዘድሃበ ስልጠና ንሰብ ሞያ ሕጊ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ዝኸድዑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወተሃደራዊ ሕጊ ምድናይ ኣብ ዘኽእል ጉዳይ ዘድሃበ ስልጠና ንሰብ ሞያ ሕጊ ተዋሂቡ። ዳይሬክቶሬት ቤት ፍርዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ እቲ ጁንታ ብምትሕብባር ሃገር ዝኸድዑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲተ ወልቂጠየ 2 ሺሕን 472 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲተ ወልቂጠየ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 472 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተረኺቦም፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ትምህርቲ ንምቕፃል ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ትምህርቲ ንኽቕፅል ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዩኒቨርሲቲታት መቐለን ራያን ተምሃረኦም ዘመረቑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሰን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ጁብቲ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሰን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጁብቲ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስ ሚኒስትር ግብርና ጅቡቲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ከባቢ ወደብን ክዛተ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 625 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 404 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 130 ሺሕን 326…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ስብሓት ነጋ ሓዊሱ ብገበን ዝተጠርጠሩ 20 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ሎሚ መዓልቲ ዝቐረቡ ቁልፊ ኣመራርሓ ህወሓት ካብ መንጎ ዝነበሩ ኣይተ ስብሓት ነጋን ወይዘሮ ኬሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ። እቲ ዩንቨርስቲ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና ተቋሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል ዝወሰነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 15ን 16 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተምሃርኡ ንምቕባል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስኮሮና ከም ዝተረኸበ ሓደ ምስ መንግስቲ ምትእስሳር ዘለዎ ትካል ምርምር ዘውፅኦ መፅናዕቲ ሓቢሩ። እቲ ቫይረስ ካብ ወርሒ ሰነ ክሳብ ጥቅምቲ ኣብ ዘሎ ግዜ ብዝተገብረ መፅናዕቲ ኣብ ደቡብ ምብራቕ እታ ሃገር ክርከብ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ናይ ኩለን ክልላት ድኽመትን ጥንካረን ፀፅታን ድሕንነትን ከምዝተለለየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መርጫ ፀገማት ፀፅታን ድሕንነትን ንከየጋጥሙ ካብብሐዚኡ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ትልሚ ምርጫ፣ ሃገራዊ ስግኣታት ድሕንነት ከምኡ ውን ኣንፈታት መፍትሒ ኣመልኪተን ኣብ ቤት…