ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ኣልጀርስ ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀረስ ነብያት ጌታቸው ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ተመዛበልቲ ፓውሎ ካፑቶን ፍላቪያ ጂኦርዳኒን ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ነብያት ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ተመዛበልቲ ደገፍ ምክርካብ ኣብ ዝካኣለሉን ኣብ ኢትዮጵያ…