ሕውነት ህዝቢ ኣምሓራን ትግራይን ህወሓት ክንፅሎ ኣይኽእልን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ መዓልታት ዝተሳለጠ ኮንፈረንስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ትማሊ ኣማሲዩ ተዛዚሙ።
ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ለውጢ ክልተ…