ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ትኹረት ኣገልግሎት ብሄራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰብ ዘላቒ ሰላማ ዝተረጋገፀ ሃገር ምህናፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።
ወይዘሮ ሙፈሪያ ፕሮግራማት ብሄራዊ ግልጋሎት ወለንታዊ ማሕበረሰብን ብሄራዊ መድረኽ ዘተን ኣመልኪተን ሎሚ…