ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ።
ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ፍቓድ ኣባልነት ምርካቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴራልዝረኸብናዮ…