ስፓርት ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ዓቲራ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊቭርፑል ትማሊ ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ነታ ድሕሪ 30 ዓመታት ዝተዓወተትላ ዋንጫ ፕሪሚየር ሊግ ብዕሊ ተቐቢላታ። ሓለቓ ጋንታ ሊቨርፑል ጆርዳን ሃንደርሰን ነታ ዋንጫ ካብቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1990 ሊቨርፑል ንቸልሲ 5 ብ3 ስዒራ ዋንጫ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቀዳማይ ዙር ምዝዛም ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣባይ ወሓዚ ሩባ ነይሩ ተገዲቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ ግድብ ዝተዛዘመሉ ዕለት ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ኣዝዩ ታሪኻዊ ዕለት ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዱ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ኣመልኪተን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ህዳሰ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 294 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት 301 ካብ ኣዲስ ኣበባ ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ኣብ ሂዩስተን ዝርከብ ቆንስላኣ ንኽትዓፁ ኣሜሪካ ትእዛዝ ኣመሓላሊፋ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ኣብ ቴክሳ ሂዩስተን ዝርከብ ቆንስላ ቤት ፅሕፈታ ንኽትዓፁ ኣሜሪካ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈት ተገሊፁ። ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ፥ እቲ ውሳነ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኣሜሪካ ንምሕላው ብዝብል ዝተመሓላለፈ ኢዩ ኢሉ። ቻይና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዚምባብዌ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ኣዋጅ ሰዓት እቶ እቶ ሰዓት ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዚምባብዌ ኣዋጅ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጆም። እቲ ሰዓት እቶ እቶ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ዝተኣወጀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዝተኣወጀ እቶ እቶ ሰዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀዓኒት ኣቑሑት ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሸንጋይ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙዋ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀዓኒት ኣቑሑት ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሸንጋይ ኣቕሓ እናፀዓነት እናሃለወት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙዋ። ኩሎም ሰራሕተኛታት ኢታ ኣውሮፕላን ኣብ ፅቡቕ ድሕንነት ከምዝርከቡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም! ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ እንኳዕ ደስ በለኩም ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ዝተኸበርኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብር 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ወፃኢ 12 መገዲታት ንምህናፅ ዘኽእል ውዕሊ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ብብር 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ወፃኢ 12 መገዲታት ንምህናፅ ዘኽእል ውዕሊ ስምምዕነት ምስ ተቛረፅቲ ተፈራሪሙ። እቶም ውዕሊ ስምምዕነት ዝተኻየደሎም 12 ፕሮጀክታት መገዲ ብሓፈሻ 825 ነጥቢ 23 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 561 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 544 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 561 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም…