ኣብ ማይካድራ ንፁሃን ዜጋታት የጨፍጭፉ ነይሮም ዝተብሃሉ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተሓብኡሉ መዕረፊ ኣጋይሽ ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማይካድራ ንፁሃን ዜጋታት የጨፍጭፉ ነይሮም ዝተብሃሉ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተሓብኡሉ መዕረፊ ኣጋይሽ ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ነቶም ተጥርጠርቲ ተቐቢሎም ሓቢኦምዎም ነይሮም ዝተብሃሉ ሰለስተ ውልቀ ሰባት እውን ናብ ቤት…