ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምቕያር ኣረጊት ባጤራ ብር ዳግም ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምቕያር ኣረጊት ባጤራ/ኖት ብር ዳግም ተጀሚሩ። እቲ ምቕያር ባጤራ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ካብ ሎሚ 21 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ን14 መዓልታት ከምዝካየድ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መንግስቲ ኣብቲ ክልል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ክርኦሽያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 7 ሰባት ሞይቶም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክርኦሽያ ብዘጋጠመ መንቅጥቃጥ መሬት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። ካልኦት ብዙሓት ሰባት እውን ቀሊልን ከቢድን መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ። እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት 6 ነጥቢ 4 ዓቐን ዝነበሮ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ርክብ ንግደን ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ርክብ ንግደን ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣልጀሪያ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ነብያት ጌታቸውን ሚኒስትር ንግዲ ኣልጀሪያ ካሚል ረዚግ ርክብ ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ትማሊ ኣካይዶም። ነዚ ንምግባር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 243 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 155 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 243 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ንግዲ ከተማ መቐለ 15 ኣባላት ዘለዉዎ መማኸርቲ ኮሚቴ ኣጣይሹ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ንግዲ ከተማ መቐለ 15 ኣባላት ዘለዉዎ መማኸርቲ ኮሚቴ ኣጣይሹ። ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ እታ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ምስ ግዚያዊ ምምኽዳር ክልል ትግራይ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጦም። ኣባቲ መድረኽ ድማ 15 ኣባላት ዘለዉዎ መማኸርቲ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ፀገም ፀፅታ ዞባ መተከል ብዝተተሓሓዘ ዝተጠርጠሩ ክልተ ተወሰኽቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ዉዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፀገም ፀፅታ ዞባ መተከል ብዝተተሓሓዘ ዝተጠርጠሩ ክልተ ተወሰኽቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ቢሮ ህንፀት ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሙሳ ሃሚድ ከምዝበልዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ድሌት ዘፈር መዓድን ምድሃብን ምዕባይ ዕዳጋ ወፃኢን ቀፀልቲ ናይ ትኹረት ኣንፈታት ኢዮም – ኢ/ር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ድሌት ዘፈር መዓድን ምድሃብን ምዕባይ ዕዳጋ ወፃኢን ቀፀልቲ ናይ ትኹረት ኣንፈታት ከምዝኾኑ ሚኒስትር መዓድንን ኢነርጂን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዓሞቕቲ ቦታታት ሃፍቲ ዘፈር መዓድንን ነዳዲን ኣመልኪቶም መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ዝተኸፈተ ምንም ዓይነት ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ከምዘየለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ዝተኸፈተ ምንም ዓይነት ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ከምዘየለ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፁ ከምዝበሎ፥ ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ወረዳ ቤሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብር 586 ሚሊየን 142 ሺሕን ዝግመት ንብረት ዓንዩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ወረዳ ቤሮ ጣቢያ ሾላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ብር 586 ሚሊየንን 142 ሺሕን ዝግመት ንብረት ዓንዩ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ኣጋምሸት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ 1 ሺሕን 840 መንበሪ ኣባይቲ፣ 547 ገዛውቲ ንግዲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘሓለፉ 30 ዓመታት ኣብ ኤምባሲ ጣሊያን ተዓቒቦም ዝነበሩ ተኸሰስቲ ካብ ዝተዓቖቡሉ ውሱን ቦታ ምልቃቖም ስዒቡ መንግስቲ ጣሊያን ናእድኡ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘሓለፉ 30 ዓመታት ኣብ ኤምባሲ ጣሊያን ተዓቒቦም ንዝነበሩ ተኸሰስቲ ካብ ዝተዓቖቡሉ ውሱን ቦታ ምልቃቖም ስዒቡ መንግስቲ ጣሊያን ናእድኡ ገሊፁ። ኣብ ኦምባሲ ጣሊያን 30 ዓማውቲ ተዓቑቦም ዝነበሩ ሌተናል ኮሎኔል ብርሃኑ ባየህን ሌተናል ጄኔራል…