ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ ህዝብን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን “ደምና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን “ደምና ንወገንና” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መርሃ ግብሪ ምልጋስ ደም ኣሳሊጦም።
ኣብቲ መርሃግብሪ ምልጋስ ደም፥ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን እቲ ባይቶ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላትን…