Fana: At a Speed of Life!

ብላክ ኮከስ ኮንግረስ ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሳተፈ መልክዑ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ ክስራሕ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብላክ ኮከስ ኮንግረስ ኣሜሪካ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሳተፈ መልክዑ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ ክስራሕ ሓቲቱ። እኩብ ኣባላት ኮንገረስ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ዝኾነ ብላክ ኮከስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 3 ወርሒ ክሳብ 80…

ኣብ ማእኸል መሐከሚ መቐለ ዝነበሩ 6 ሰባት ካብ ቫይረስኮሮና ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 255 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ማእኸል መወሸቢ ሽረ ዝነበረን ጉዕዞ ታሪኽ ዝነበሮን ሓደ ወዲ 43 ዕድመ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ማእኸል መሐከሚ…

ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመንኡ። ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብአን የሳልጣ ኣለዋ። እተን ሃገራት፥ ግብፂ ምስ ህዳሰ ግድብ ብምትሕሓዝ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ሓዊሱ…

ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ምህላዉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝሓበርዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ዝተሰርሑ ዓመታዊ ስራሕቲ…

ደቡብ ኣፍሪካ ፈላማይ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ክትጅምር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ኮቪድ-19 ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብዚ ሰሙን ፈላማይ ፈተነ ክታበት ክተካይድ እያ። እቲ ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ከም ዝካየድ ኣብ ጆሃንስበርግ ዝርከብ ዩንቨርሲቲ ዊትስ እዩ ኣፍሊጡ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብደብዳቤ ኣፍሊጣ። ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ…

ዋንጫ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ምትእኽኻብ እቶን ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ። እቲ ዋንጫ ኣብታ ክፍለ ከተማ 20 መዓልታት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ኣብ ፃንሒቱ 36 ነጥቢ 6…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንወፃእተኛታት ቪዛ ንከይወሃብ ኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ መወዳእታ 2020 ንወፃእተኛታት ቪዛን ግሪን ካርድን ንከይወሃብ መምርሒ ኣመሓላሊፎም። እቲ ዝተውሃበ መምርሒ ተግባራዊ ክኸውን እንከሎ፥ ክኢላታት ቴክኖሎጅን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን፣…

ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኢትዮጵያ ካብ ግብፂ ዝተሃቀኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዘኽሸፈ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኢትዮጵያ 10፣ 12፣ 13ን 14ን ሰነ 2012 ዓ.ም መበገሲኦም/መንበሪኦም ግብፂ ዝኾኑ ገበነኛታት ሳይበር ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚን ፖለቲካዊን ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምፍጣር ዓሊሞም ዝሃቀንዎ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዘኽሸፈ…