ኣብ ዞበ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ተተሓሒዙ 7 ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞበ መተከል ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ተተሓሒዙ ሸውዓት ዝኾኑ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮማንድ ፖስት ዞባ መተከል ኣፍሊጡ።
እቲ ኮማንድ ፖሰት፥ ኣብቲ ዞባ ምስ ዝተፈጠረ ፀግም ተተሃሒዙ ኢዶም ኣለዎ ብዝብል…