ደለይቲ ስራሕን ኩነታት ስራሕን ተሓሳቢ ዝገበረ ዘመናዊ ስርዓት ምዝገባ ክዝርጋሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደለይቲ ስራሕን ኩነታት ስራሕን ተሓሳቢ ዝገበረ ዘመናዊ ስርዓት ምዝገባ ክዝርጋሕ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።
ቢሮታት ክልል እውን ነዚ ተሓሳቢ ብምግባር ንክሰርሑ ተሓቲቱ።
ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣፈፃፅማ…