ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ጊዝያዊ ማእኸል ሕሙማት ቫይረስኮሮና ንክኸውን ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ጊዝያዊ ማእኸል ሕሙማት ቫይረስኮሮና ንክኸውን ከምዝተዳለወ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
300 ቀሊል ምልክት ዘርኣዩን ምንም ዓይነት ምልክት ዘይብሎም ይኹን እምበር ኣብ መንበሪኦም ንምፅናሕ ምዕሩይ…