ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ካርቱም ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ካርቱም ኣትዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሕ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ሱዳን ዶክተር ሞዌ ኣሊ ካሊድ ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡…