ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። እቲ በዓል፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓትን ፣ ምክትል ኣዶ መንበር ህወሓት ተጋዳሊት ፈትለ ወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ዑመር ቀመረዲን ምስ ቢቢሲ ዓረቢኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕ 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ። ድድመ እቶም ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ዝተረጋገፁ ደቂ ተባዕቲዮ ካብ 17 ክሳብ 37 ኢዩ። እቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካውንስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንከይፅብፅቡ ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ንከይፅብፅቡ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ካውንስል ኣብ ግብፂ ብዛዕባ ዘሎ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ግብፂ ምስ ሊቢያ ብዛዕባ እትገብሮ ዘሎ ኲናትን ምንም ዓይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ከባቢያዊ ጉዳያት ብሓር ናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ለበዳ ቫይረስኮሮና ናብ ሐዲሽን ሓደገኛ ኩነታትን የምርሕ ኣሎ – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ቫይረስኮሮና ናብ ሐዲሽን ሓደገኛ ኩነታትን የምርሕ ከምዘሎ ኣጠንቒቁ። ዳሬክተር ጄነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ተድሮስ ኣድሓኖም ከምዝበልወዎ፥ ትማሊ ሓሙስ 150 ሺሕ ሓደሽቲ መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ተመዝጊቡ። ፍርቂ ናይቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ንኸገልግሉ ከምዝሸሙዎም ፓርቲ ብዕልፅግና ኣፍሊጡ። ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና…
ኮሮናቫይረስ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትሕቲ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘለዉ ዝተወሰኑ መምርሒታት ምምሕያሽ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትሕቲ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘለዉ ዝተወሰኑ መምርሒታት ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ኣብ ኣፈፃፅማ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዘሎ ፀገም ተቐራሪብካ ዘይምዘውርራብ ምዃኑ መማኽርቲ ዓበይቲ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዘሎ ፀገም ተቐራሪብካ ዘይምዝርራብ እምበር ዘይፍታሕ ፀገም ከምዘይኮነ መማኽርቲ ዓበይቲ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መማኽርቲ ክልቲኦም ኣካላት ኣዘራሪቡ ፅቡቕ ምላሽ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ኣካቢ መማኽርቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 116 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 809 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 116 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…