ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንጀንደር ሄልዝን ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንጀንደር ሄልዝን ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣካይዶም።
እተ ጉጅለ ኣብ ዞባታት ሃዲያ፣ ወላይታን ጋሞጎፋን ኣብ ዝርከባ ትካላት…