ህወሓት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ቀፅሪ ሰራዊት ምክልኻል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህወሓት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ቀፅሪ ሰራዊት ምክልኻል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ ናውቲ እዚ ሰሜን ንምውራር ምፍታኑ እውን ገሊፆም።…