ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ጣቢያ ዋጋ ቃንቃ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዖ ገሊፁ።
እቲ ባይቶ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ከምዝገለፆ፥ ተመሳሰልቲ ገበናት ብተደጋጋሚ…