Fana: At a Speed of Life!

ዴክሳሜታዞን ዝተብሃለ መድሓኒት ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ኦክሲጅን ንዘድሊዮም ሕሙማት ኮቪድ-19 ከም ህፁፅ ሕክምና ንምጥቃም ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴክሳሜታዞን ዝተብሃለ መድሓኒት ኣብ ኢትዮጵያ ኦክሲጅን ወይ ድማ ሓገዝ መተንፈሲ መሳርሒ ንዘድሊዮም ሕሙማት ኮቪድ-19 ሰብ ሞያታት ሕክምና ብዝእዝዙዎ መሰረት ብምግባር ከም ህፁፅ ሕክምና ንምጥቃም ከምዝተወሰነ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ…

ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ቡን ክተጣይሽ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤስ ኬ ዝተብሃለ ኩባኒያ ልምዓት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ምስ ትካል ግልጋሎት ደኒ ደቡብ ኮሪያ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ቡን ከተጣይሽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ልምዓት ቡን ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዘጣይሽ እንትኸውን፥ ኣብቲ ከባቢ 10 ሺሕ ስኩዌር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ምምሕያሻት ምግባር ከምዝተኸኣለ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣከባቢ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ምቹው፣ ተወዳዳሪን ተመራፂን ንምግባር ተሓሲቡ ብዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣቢሉ ቀንዲ ቀንዲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ንዓወት ልምዓት ኣፍሪካ ቁልፊ ምዃኑ ፕዚዳንት ባንኪ ዓለም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ንዓወት ልምዓት ኣፍሪካ ቁልፊ ምዃኑ ፕዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዘፅደቖ ሓገዝ 250 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣድሂቦም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዲክተር ኣቢይ…

ኣብ ግጥማት ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሪያል ማድሪድ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 29 ሰሙን ፀወታታት ላሊጋ ስፔን ትማሊ ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም። ኣብቶም ፀወታታት ጋንታታት ኣላቬስን ሪያል ማድሪድን ዓወት ቀኒዑወን። ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንቫሌንሲያ ኣተኣናጊዳ 3 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ፥ ካሪም ብንዜማ ክልተ…

ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ተቓውሞ ፖለቲካዊ እምበር ሳይንሳዊ ምኽንያት የብሉን – ግብፃዊ ምሁር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ተቓውሞ ፖለቲካዊ እምበር ሳይንሳዊ ምኽንያት ከምዘይብሉ ግብፃዊ ምሁር ስነ-መሬት ፍሩዝ አልባዝ ተዛሪቦም። እቶም ምሁር ምስ ቲዩብ ኤም ቢ ሲ ዓረብኛ ኣብ ዝገበረዉ ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥ “ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንግብፂ…

ኬንያ ኣፍሪካ ብምውካል ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተለዋጢ ኣባልነት ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ኣፍሪካ ብምውካል ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተለዋጢ ኣባልነት ረኺባ። ንኣፍሪካ ብምውካል ኣብቲ ቤት ምኽሪ ተለዋጢ ኣባልነት ንምርካብ ብዝተገበረ መረፃ ኬንያ ንጂቡቲ ብኣብዝሓ ድምፂ ስዒራ። ንኣባልነት ኣብ ዝተውሃበ…

ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍካ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍካ ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ዘተ “ዓለም ለኸ ኢኒሸቲቭ ሓደ መንገዲ ሓደ ቁልፊ” ትማሊ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳሊጡ። ስግኣት…

ኢትዮጵያ “ዴክሳሜታዞን”  ኣብ ረብሓ ምውዓል ብዝምልከት  ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ዴክሳሜታዞን” ዝተብሃለ መድሓኒት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ብፅኑዕ ንዝሓመሙ ሰባት ካብቲ ሕማም ንኽገላገሉ ዝሕግዝ ኢዩ ምባሉ ስዒቡ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ተመራመርቲ ብሪታኒያ ቅድሚ ውሱናት መዓልታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 853 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…