ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ሓለዋ ከባቢን መናእሰይ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ሓለዋ ከባቢን መናእሰይ ተጀሚሩ ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣደስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣብታ ከተማ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝፀንሕ መርሃ…