ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር መልክዑ ክዛዘም ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀረ ለውጢ ኣብ ዝኾነ ጁንታ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ዳግም ከምዘየንሳዕርር ገይርካ ክዛዘም ከምዝግባእ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም።
ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ኣብታ ከተማ ምስዝነብሩ ተወለድቲ ትጋራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…