ዘፈር ላዕለዋይ ትምህርቲ ብዓለም ለኻዊ ኣመራርሓ ንምጥንኻር ዝውዕል ፕሮጀክት ሓገዝ 1 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ላዕለዋይ ትምህርቲ ብዓለም ለኻዊ ኣመራርሓ ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ ፕሮጀክት ሓደ ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ ፕሮጀክት ሓደ ሚሊየን ዶላር፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቢሮ ጉዳያት…