ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵ ጀርመን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵ ጀርመን ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተሳሊጡ። መጀመሪ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብ ፖሊሲን ድሕንነትን ጉዳያት ወፃኢ ኣድሂቡ ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት፣ ጉዳያት ቀርኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ሰብ ሞያታት ሕጊ ጉዱኣት ኣካል ኣብ ኢትዮጵያ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ሰብ ሞያታት ሕጊ ጉዱኣት ኣካል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተጣይሹ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ማሕበር፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 13 ቢሊየን ዘውፅኡ ፅሬቶም ዘይሓለዉ ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ ብር 13 ቢሊየን ዘውፅኡ ፅሬቶም ዘይሓለዉ ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር ከይኣትዉ ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምቁፅር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ፅሬት ዘይብሎም ፍርያታት ምግቢን መሳርሒታት ሕክምናን ናብ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ካብ መዋእለ ህፃናት ክሳብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፤ ካብ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት ዘሎ ፀገም ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማታት መበገሲ ስእነት ሰላም ዝኾኑ ፀገማት ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ትኹረት ክግበረሎም ክምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ እዚ ዝበላ፥ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ንምክልኻል ዝውዕል ብር 10 ሚሊየን ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝውዕል ሓገዝ ንምትእኽኻብ ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ። ኣብቲ ክልል ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝተጣየሸ እዋናዊ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምድላው ናውቲ መረፃ ብሄራዊ በሮድ መረፃ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ፓርቲታት ፖለቲካ ብብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ዝተገበሮ ምድላው ናውቲ ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ኣመራርሓታትን ተወከልቲን ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ንመርአዪ ዝቐረቡ ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርኢት ኮማንዶ ፍሉይ ሓይሊ ወፍሪታት ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)10ይ ዙር ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ መበል 33 ሰልጠንቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምርኢት መሰረታዊ ኮማንዶ ኣየር ወለድ ኣቕሪቦም። እቲ ብሄሊኮፕተር ተሓጊዙ ዝቐረበ ምርኢት፥ ምክትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ሓላፊ መምርሒ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ግዕዝይና ክሲ ብምምስራት ኣብ ቤት ህንፀት ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር ሜቴክ ነበር ሜጀር ጄኔራል ክንፈ ዳኘው ሓዊሱ ካልኦት ተኸሰስቲ መከላኸሊ መረዳእታ ንከቕርቡ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልደታ ምድብ መበል ሳልሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጥቕዓት ብምብፃሕ ዝተጠርጠሩ 16 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክልል ዞባ ቤንች ሸኮ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጥቕዓት ብምብፃሕ ዝተጠርጠሩ 16 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ካብ መንጎ 'ቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ሓደ ኣባል ፖሊስን ኣርባዕተ ኣመራርሓን ከምዝርከብዎም ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ…