ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ገምጋም የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣድሂቡ ገምጋም የሳልጥ ኣሎ። ትማሊ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ብመንፅር ኢኮኖሚ ዘሳለጠኦም ተግባራት ምቕራበን ይፍለጥ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ዘፈራት ዝተዋፈራ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኮሪደር ደወሌ ዝርከብ ኬላ ካብ ጂቡቲ ንዘኣትዉ ገናሕቲ መኪና ምርመራ ኮቪድ-19 ንምግባር ዘኽእል ጥማዕ ደም ምውሳድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኮሪደር ደወሌ ዝርከብ ኬላ ካብ ጂቡቲ ንዘኣትዉ ገናሕቲ መኪና ምርመራ ኮቪድ-19 ንምግባር ዘኽእል ምውሳድ ጥማዕ ደም ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ጥማዕ ደም ንምውሳድ ዘኽእልን ንፈሊኻ መፅንሒ ዘገልግል ድንኳን ዓራትን ብምድላው ስርሑ ምጅማሩ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም… Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትየጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ግድብ ተተሓሒዙ ኣብ ዝገበረኦም ድርድር ተወከልቲ ግብፂ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታታት እናቐረቡ ውፅኢት ንኽስእን ንምግባር ተዳሊዮም ይመፅኡ ከምዝነበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ኣይተ ገዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብላክ ኮከስ ኮንግረስ ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሳተፈ መልክዑ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ ክስራሕ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብላክ ኮከስ ኮንግረስ ኣሜሪካ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሳተፈ መልክዑ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ ክስራሕ ሓቲቱ። እኩብ ኣባላት ኮንገረስ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ዝኾነ ብላክ ኮከስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 3 ወርሒ ክሳብ 80…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ማእኸል መሐከሚ መቐለ ዝነበሩ 6 ሰባት ካብ ቫይረስኮሮና ድሒኖም Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 255 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ማእኸል መወሸቢ ሽረ ዝነበረን ጉዕዞ ታሪኽ ዝነበሮን ሓደ ወዲ 43 ዕድመ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ማእኸል መሐከሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመንኡ። ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብአን የሳልጣ ኣለዋ። እተን ሃገራት፥ ግብፂ ምስ ህዳሰ ግድብ ብምትሕሓዝ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገምጋም ዓመታዊ ፍፃመ መደባት መንግስቲ ፌዴራል ይሳለጥ ምህላዉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝሓበርዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ፌዴራል ዝተሰርሑ ዓመታዊ ስራሕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኣፍሪካ ፈላማይ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ክትጅምር ኢያ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክታበት ኮቪድ-19 ንምርካብ ኣብ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብዚ ሰሙን ፈላማይ ፈተነ ክታበት ክተካይድ እያ። እቲ ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ከም ዝካየድ ኣብ ጆሃንስበርግ ዝርከብ ዩንቨርሲቲ ዊትስ እዩ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብደብዳቤ ኣፍሊጣ። ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ…