ዋንጫ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ምትእኽኻብ እቶን ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ።
እቲ ዋንጫ ኣብታ ክፍለ ከተማ 20 መዓልታት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ኣብ ፃንሒቱ 36 ነጥቢ 6…