ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ መዓልቲ ኣውሮፓውያን 25 ጉንበት ዝኽበር መዓልቲ ኣፍሪካውያን ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ይኽበር ኣሎ። ቅድሚ ሕዚ ብኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ብዝተፈላለየ ኩነታት እናተኸበረ ዝመፅአ እቲ በዓል፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወረዳ ኣስገደ ማእኸሉ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ይግባእ – ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን Gebremariam Weldegerima May 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ወረዳ ኣስገደ ከተማ ማይ ሓንሰ ንክኸውን ብሙሁራት ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ክትግበር ከምዘይከኣለ ነበርቲ ከተማ ማይ ሓንሰን ከባቢኣን መረረቶም ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሕቶና ይመለሰልና ብዝብል መስመር መገዲ ሽረ - ደደቢት - ወልቃይት ብምዕፃው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ካብ 100 ሽሕ ዛዪዱ Gebremariam Weldegerima May 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ከም ዝተለኽፉ ዝተረጋፀ ሰባት 103 ሺሕን 875 በፂሑ። ካብዚኦም እቶም 3 ሺሕን 184 ከም ዝሞቱ ፀብፃባት ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ይገልፅ። ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኽፍዋ ደቡብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ንምቕፃል ምስምዕምዐን ንኢዶም Gebremariam Weldegerima May 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማሃማት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝገብርኡ ድርድር ንምቕፃል ምስምዕምዐን ንኢዶም። እተን ሃገራት ድርድር ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ዝሓዝኡ ቅዋም ብምንኣድ፥ ሰለስቲኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ደብረፂዮን መበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መበል 1441 ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፓኪስታን ተጓዓዝቲ ዘሳፈረት ነፋሪት ተሓምሽሻ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፓኪስታን 99 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ነፋሪት ብምሕምሻሻ ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ ክኾን ከም ዝኽእል ተገሊፁ። እታ ካብ ላሆረ ናብ ጂናህ ዝተበሃለ ቦታ ተበጊሳ ናብ ጂናህ ትጓዓዝ ዝነበረት ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ፓኪስታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓት መዓልታዊ መግለፂ ካብ ዝተውሃበ ሓበሬታ ብተወሳኺ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 4 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓታት ካብ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ብተወሳኺ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣርባዕተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ክልል ኣብ 41 ሰባት ብዝተገበራ ምርመራ ላቦራቶሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖለቲካዊ ልዝብ ኢትዮ ቱርኪ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ፖለቲካዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ-ቱርኪ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ልኡኽ ኢትዮጵያ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተመርሕ እንትኸውን፥ ልኡኽ ቱርኪ ድማ ብሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሴዳት ኦና ተመሪሑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 83 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ሃፍቲ ልምዓት ጂኦተርማል ንምምሕያሽ ብዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዝተዛተየ እንትኸውን፥ እቲ ኣዋጅ ዝተወሰኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካ በሎ ብዝወቕዐ ዓያል ዝናብ ብዘስዓቦ ምንሽርታት መሬት ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካ በሎ ዝወቕዐ ዓያል ዝናብ ብዘስዓቦ ምንሽርታት መሬት ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ቶኩማ ጃላላ ካብራ ዝበሃል ቦታ ትማሊ ለይቲ ከባቢ ሰዓት ሸውዓት ኢዩ ኣጋጢሙ።…