ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህልውና ሃገር፣ ሳላምን ልምዓትን ብሓባር ጠጠው ምባል የድሊ – ዓበይቲ ዓዲ መቐለ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህልውና ሃገር፣ ሳላምን ልምዓትን ብሓባር ጠጠው ምባል ከምዘድሊ ዓበይቲ ዓዲ ከተማ መቐለ ኣገንዚቦም። ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እታ ክልል ብምዝውዋር ምስ ህዝቢ እናተዛተየ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ መቐለ እውን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌታቸው ረዳ ካልኦት መራሕቲ ጉጅለ ጁንታን ዝጥቀሙለን ብዓሸራ ዝኽፈታን ሓዊሱ ልዕሊ 40 ተሸከርከርቲ ተታሒዘን Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጌታቸው ረዳ ካልኦት መራሕቲ ጉጅለ ጁንታን ብእግሮም ምህዳም ቅድሚ ምጅማሮም ዝጥቀሙለን ዝነበሩ ልዕሊ 40 ናይ መንግስቲ ተሸከርከርቲ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኣቲየን። እቲ ጉጅለ ስጉምቲ እቲ ሰራዊት ምፅዋር ኣቢዩዎ ናብ ገጠር ከባቢታት ብእግሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከብ ወታደራዊ ሪፈራል ሆስፒታል ዑደት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከብ ወታደራዊ ሪፈራል ሆስፒታል ዑደት ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትራራይ ምስ ነበርቲ ዝተፈላለያ ከተማታት ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማታት ዛላምበሳ፣ ዓዲግራት፣ ዕዳጋ ሓሙስን ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ነበርቲ ኣብ ጎኒ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ብምዃን ንዘላቒ ሰላምን ምርግጋእን ክሰርሑ ተሓቲቱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣህጉር ኣፍሪካ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ/ኣኖካ/ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣህጉር ኣፍሪካ/ኦርደር ኦፍ ሜሪት/ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣበርኪቱ። እቲ ሽልማት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ንዕቤት ኦሎምፒክ ስፖርት ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ የርኢዩ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ እዋን ወፍሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ኣቮካዶን ባናናን ምምሕያሽ እናርአዩ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ዜጋታት ንልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዩኒቨርሲቲታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ዩኒቨርሲቲታት ዘድሃበ ዘተ ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ሰይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ ኣብ ስራሕ ዝርከብ ፖሊሲ፣ ስትራቴጂን ፕሮግራምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባር መንግስቲ ፌዴራል ገበነኛታት ናብ ሕጊ ምቕራብ፣ ሕጊን ስርዓትን ምኽባርን መሊስካ ምጥይሽን ኢዩ – ቤ/ፅ ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተግባር መንግስቲ ፌዴራል ገበነኛታት ናብ ሕጊ ምቕራብ፣ ሕጊን ስርዓትን ምኽባርን መሊስካ ምጥይሽን ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተካየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንፁሃን ዜጋታት እንተይተጎድኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት የኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ተወከልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት የኣሳሊጦም። ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተረኺበን፥ ነቶም ተወከልቲ ብሄር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን እዋናዊ ኩነታት ዝምልከት ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ጂዳ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቲ ዑደት፥ ጉዳይ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቐረባ ንምርኣይን ፀገማት እቶም ማሕበረሰባት…