ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያውያን ጃክ ማ ኣብ ዘዳለዉዎ ውድድር በዓል ዋና ፈጠራ ስራሕ ንኽሳተፉ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያውያን ጃክ ማ ኣብ ዘዳለዉዎ ውድድር በዓል ዋና ፈጠራ ስራሕ ንኽሳተፉ ፀዊዖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኣቐዲሞም ምስ ቢሊየንር ጃክ…