ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም ምኽንያት ብዙሓት ሰባት ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ተገሊፁ። ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ኣንድራ ፕራዴሽ ዝነብሩ ሰባት፥ እንታይነቱ ብዘይተፈለጠ ሕማም እንተነኣሰ ሕደሰብ ህይወቱ ከምዝሓለፈን 227 ሰባት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 5ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 5ይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ትምህርቲ ገፅ ንገፅ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕደርን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣሳናዳእነት ቤት ምኽሪ መተግበሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንስድራቤት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብቲ ከይዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናትን ንምሕጋዝ ዙም ጉባኤ መተኣኻኸቢ… Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣሳናዳእነትቤት ምኽሪ መተግበሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንስድራቤት ሰራዊት ምክልኻልን ኣብቲ ከይዲ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናትን ንምሕጋዝ ዙም ጉባኤ መተኣኻኸቢ እቶት ተሳሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ምድላው ናይ ክብሪ ጋሻ ኮይነን ዝተረኸባ ሚኒስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሹዱሽተ ዝርከብ ዓቃቢ ሰላም 5ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ከይፍኑ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኪስማዩ ሴክተር ሹዱሽተ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም 5ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ ከይፍኑ ዘኽእል ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ኮለኔል ኣሰፋ መኮንን ኣብ ጉዳይ ፀፅታ እቲ ከባቢ ምስ ኣባላት ሻለቃ ዘቲዩ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 379 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 113 ሺሕን 295…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ሚነስትር ዲኤታ ኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሽባባው፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረእንዳስላሰ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ከተማ ሽረእንዳስላሰ ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዘሎ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጉጅለታት ሚኒስትር ሰላምን ኣባላት ሰብኣዊ ሓገዝን ገሊፆም። ካብ ሞንጎ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሰላም ሓደ ዝኾነ ትካል ኮሚሽን ምክልኻል ስግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ፅገና ይግበረሉ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ፅገና ይግበረሉ ኣሎ። ብጁንታ ጉጅለ ህወሓት ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ ካብ ኣላማጣ ናብ መቐለ ዝኸይድ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘመሓላልፍ መስመር ቅልጡፍ ፅገና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፖርት ንሓድነትን ሰላምን መፍትሒ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ማሕበር ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሆስፒታል ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በፂሖምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ካብ ባዕሎም ዘቐደሙ ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክብሉ ዝገለፁዎም ወታደራት፥ ሎሚ መዓልቲ…