ቤት ፍርዲ ኣርተሲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ዝተኸሰሱ 4 ውልቀሰባት ብመንግስቲ ጠበቓ ንኽቖመሎም ኣዚዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣርተሲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ውልቀሰባት ብመንግስቲ ተኸላኻሊ ጠበቓ ንኽቖመሎም ኣዚዙ።
ተኸሰስቲ ብመሰረት ቆፀረኦም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጥሕሰት ሕገ-መንግስቲን ፀረ ግብረ…