ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሓገዝ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምእተገበረ ተገሊፁ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ገሊፁ።
ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ፥ ኣብቲ ክልል ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ቅድሚ ምጅማሩ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን…