ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ዕድል መንበሪ ሓባር ኣባይቲን ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶትን ቁልፊ ምርካብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ዕድል መንበሪ ሓባር ኣባይቲን ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶትን ቁልፊ ምርካብ ጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝወፅአ መበል 13 ዙር ዕጫ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 51 ሺሕን 229 ሰብ ዕድል ስነ ሰርዓት ምርኽኻብ…